የህክምና አገልግሎት

ማሕበር ጉዱኣት ትግራይ ናይ ኣባላትን ስድረኦምን ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዓሊሙ ዝተጣየሸ ማሕበር እንትኾን ንኣባላቱ ግልጋሎት ልቓሕ፣ ድጎማ ንደቆም ነፃ ዕድል ትምህርቲ፣ ንኣባላቱን ስደረኦምን ድማ ግልጋሎት ነፃ ሕክምና ከምኡ ድማ ናውቲ ኣካል ድጋፍን በቢ ዓመቱ ብነፃ ይህብ እዩ። ብመሰረት እዚ ድማ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘለና በጀት ዓመት ክህቦም ካብ ዝሓዞም ግልጋሎታት ንኣባላትን ስድርኦምን ዝዋሃብ ነጻ ሕክምና […]