ግልጋሎት ትምህርቲ ንደቂ ኣባላት

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ንልዕሊ 1250 ደቂ ኣባላት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ ነፃ ግልጋሎት ትምርቲ ይህብ ኣሎ። ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ካብ KG ክሳብ ኮሌጅ ንደቂ ኣባላት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ ግልጋሎት ትምህርቲ ዝህብ ትካል ማሕበር ኮይኑ ኣብ ትግራይ ካብ ዘለዉ ኣብያተ ትምህርትታት ብፅሬት ኣወሃህባ ትምርቲ፣ ዝተማለአ […]