News : ዓወት ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን

Home
News
TDVA Tigray
482275206_1059824942856297_1638904120660865841_n

5ተ ተምሃሮ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ 2016 ዓ/ም ዘመነ ትምህርቲ በቢዓመቱ ኣብ ዝካየድ ናይ ወፃኢ ዓዲ ናይ ትምህርቲ ዕድል ( Scholarship Program) ተወዳዲሮም ተዓወቲ ኮይኖም። ብመሰረት እዚ

1) ተምሃሪት ሳሮን ሙሉ ኣብ (African Leadership Academy)

2) ተምሃሪት ሃሴት ክንፈ ኣብ (African Leadership Academy)

3)ተምሃሪት ኢዮርሳሌም ኣብ (African science Academy)

4) ተምሃራይ ዮናታን ኣክሊሉ (Hong Kong, MIT)

5) ተምሃራይ ገ/ብሄር ገ/መድህን ( United States international University in Africa)

እዮም። ማ/ጉ/ኩ/ት በዚ ዝተረኸበ ዓወት ዝተሰመዖ ሓጎስ እንዳገለፀ እዚ ተረኺቡ ዘሎ ዓወት ውፅኢት መምህራን፣ ኣመራርሓ እቲ ቤት ትምህርቲን ማሕበርን፣ ተሓባሪ እቲ ቤት ትምህረቲ ዝኾነ Rainbowን መላእ ሰራሕተኛታት እዩ ሞ ተጠናኺሩ ክቕፅል ይላቦ።

ቤት ት/ቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ዋንነቱ ናይ ማ/ጉ/ኩ/ት ምዃኑ ይፍለጥ።

July 13/2024

ሽልማት ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮ ቴራፒ መቐለ

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *