ኣብ ከተማ ሃዋሳ ብኣሳናዳኣይነት ሚኒስትሪ ጥዕና ኢትዮጲያ ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ኣብ ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግራይ ማእኸል ኦርቶ-ፊዝዮቴራፒ መቐለ ብመዐቀኒ ውድብ ጥዕና ዓለም ኣብ መላእ ኢትዮጲያ ካብ ዝርከባ 15 ማእኸላት Ortho-Physiotherapy ብሉፅ ኾይኑ ስለ ዝተረኸበ ቐዳማይ ብርኪ ብምርካብ ተሸላማይ ምስክር ወረቐትን 1,200,00 (ሓደ ሚልየንን ክልተ ሚእቲ ሽሕ) ብርን ኮይኑ ኣሎ።
መላእ ኣባላት ማ/ጉ/ኲ/ት ሰራሕተኛታት እቲ ማእኸልን ውፅኢት ዘይዛሪ ስራሕኹም እዩ እሞ እንኳዕ ደስ በለኩም።
