ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግርይ ገምጋም አፈፃፅማ ሕሉፍ ስራሕቲ ሽዱሽተ ወርሒ ስራሕ ዘመን 2018 ዓ/ም ኣሳሊጡ

ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግርይ ገምጋም አፈፃፅማ ሕሉፍ ስራሕቲ ሽዱሽተ ወርሒ ስራሕ ዘመን 2018 ዓ/ም ኣሳሊጡ። ኣብቲ ገምጋማዊ ኣኼባ ኣብ ዝሐለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ማ/ጉ/ኲ/ት ብመዳይ ግልጋሎት ሕክምና፣ ድጎማ፣ ትምህርቲ፣ ስራሕ ዕድል ፈጠራ ኮታስ ማሕበረ አኢኮኖምያዊ ፀገማት ኣባላት ንምፍታሕ ዝተሰረሑ ስራሕቲ ብትልምን ሽቶን መሰረት ተገምጊሞም እዮም። ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት ቦርድ፣ ማናጅመንትን ተወከልቲ ዞባታትን ዝተረኸቡ እንትኾን ሕሉፍ ስራሕቲ […]