News : ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግርይ ገምጋም አፈፃፅማ ሕሉፍ ስራሕቲ ሽዱሽተ ወርሒ ስራሕ ዘመን 2018 ዓ/ም ኣሳሊጡ

Home
News
TDVA Tigray
625132608_1194274726124321_3754621445383107510_n

ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግርይ ገምጋም አፈፃፅማ ሕሉፍ ስራሕቲ ሽዱሽተ ወርሒ ስራሕ ዘመን 2018 ዓ/ም ኣሳሊጡ።

ኣብቲ ገምጋማዊ ኣኼባ ኣብ ዝሐለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ማ/ጉ/ኲ/ት ብመዳይ ግልጋሎት ሕክምና፣ ድጎማ፣ ትምህርቲ፣ ስራሕ ዕድል ፈጠራ ኮታስ ማሕበረ አኢኮኖምያዊ ፀገማት ኣባላት ንምፍታሕ ዝተሰረሑ ስራሕቲ ብትልምን ሽቶን መሰረት ተገምጊሞም እዮም። ኣብቲ ኣኼባ ኣባላት ቦርድ፣ ማናጅመንትን ተወከልቲ ዞባታትን ዝተረኸቡ እንትኾን ሕሉፍ ስራሕቲ ገምጉሙ ንቐፃሊ ስራሕቲ ኣንፈትን ውሳነታትን ብምቕማጥ ተዛዚሙ።

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *