ትግርኛ

Home
ዜና

ግዝያዊ ድጋፍ ንተመዛበልቲ

ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግራይ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ፀገማት ኣባላቱ ንምቅላል ኣብ ዝሰርሖም ስራሕቲ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከቢድ ናብራ ንዝርከቡ 2,289 ጉዱኣት ኣባላቱ ናይ 8 ወርሒ

Read More »

ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግርይ ገምጋም አፈፃፅማ ሕሉፍ ስራሕቲ ሽዱሽተ ወርሒ ስራሕ ዘመን 2018 ዓ/ም ኣሳሊጡ

ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግርይ ገምጋም አፈፃፅማ ሕሉፍ ስራሕቲ ሽዱሽተ ወርሒ ስራሕ ዘመን 2018 ዓ/ም ኣሳሊጡ። ኣብቲ ገምጋማዊ ኣኼባ ኣብ ዝሐለፋ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ማ/ጉ/ኲ/ት ብመዳይ ግልጋሎት

Read More »

ማእኸል ኦርቶ-ፊዝዮቴሬፒ መቐለ ንኣባላቱን ንዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ግልጋሎት ሕክምናን ሓገዝ መሳርሒ ኣካለዊ ደገፍን ሂቡ

ዜና ኣብ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ ማእኸል ኦርቶ-ፊዝዮቴሬፒ መቐለ ብምትሕብባር ዓለ ለኻዊ ማሕበር ቐይሕ መስቀል ብመንገዲ ግልጋሎት ሕክምና ሳተላይት ክልኒክ ኣቢሉ ኣብ ዝተፈላለየ ከተማታት ዞባ

Read More »

ግልጋሎት ትምህርቲ ንደቂ ኣባላት

ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንስን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ንልዕሊ 1250 ደቂ ኣባላት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ ነፃ ግልጋሎት ትምርቲ ይህብ ኣሎ።

Read More »

ደገፍ ንተመዛበልቲ

ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ ካብ ዝተፈላለየ ካባባታት ትግራይ ንዝተመዛበሉ 2286 ኣባላቱ ምስ ትካል እግሪ ምትካል ትግራይ (ትእምት) ብምትሕብባር ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 13 ሚልየን

Read More »