ትግርኛ

Home
ዜና

ዝቐፀለ ግልጋሎት ሕክምና ኣባላትን ስድረኦምን

ዝቐፀለ ግልጋሎት ሕክምና ኣባላትን ስድረኦምን ================================ ማሕበር ጉዱኣት ትግራይ ናይ ኣባላትን ስድረኦምን ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ፀገማት ንምፍታሕ ዓሊሙ ዝተጣየሸ ማሕበር እንትኾን ንኣባላቱ ግልጋሎት ልቓሕ፣ ድጎማ ንደቆም

Read More »

ዓለም ለኸ መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል

ዓለም ለኸ መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል ብደረጃ ዓለም ንመበል 34 ብብርኪ ሃገር ድማ ንመበል 33 ግዜ ብድሙቕ ኹነታት ብኣሳናዳእነት ክልል ትግርይ ኣብ ከተማ መቐለ ካብ መላእ

Read More »

ዓለምለኸ መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል

ዓለምለኸ መዓልቲ ጉዱኣት ኣካል ምኽንያት ብምግባር ካብ መለአእ ሃገርና ዝመፁ ኣጋይሽ ኣብ ማእኸል ኦርቶፊዝዮቴራፒ መቐለ ዑዶት ኣሳሊጦም። እቶም ኣጋይሽ ድማ ፀገማት ተፃዊሩ ፀገም ናብ ዕድል

Read More »

ምረቓ ተምሃሮን በዓል ወለድን

ቤት ትምህርቲ Nicolas Robinson ሊሚ ሰነ 20/2017 ዓ/ም ምረቓ ተምሃሮ ኮሌጅ፣ 12ተ ክፍልን ተምሃሮ መዋእለ ህፃናትን ወለዲ፣ ተምሃሮ፣ ኣባላት ማ/ጉ/ኲ/ት፣ ኣመራርሓ ማ/ጉ/ኲ/ት፣ ሰብ መዚ ቤት

Read More »

ፃውዒት ነፃ ወፍሪ ሕክምና

ብምትሕብባር ቢሮ ጥዕና ትግራይ ፡ ጀርመናዊ ትካል ግብረ ሰናይ ሃንድስ ፕሮጀክት (Hands Project)ን ገባሪ ሰናይ ትካል እንግሊዝ ዝኾነ ሃዲስ ኣጋቤ ፋውንዴሽንን( Haddis Agape foundation) ወፍሪ

Read More »