ትግርኛ
Home
ዜና

ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ዋግኦም ልዕሊ 300 ሽሕ ብር ዝኾኑ ናውቲ ኣካላዊ ድጋፍ ብሓገዝ ሂቡ
June 10, 2026
No Comments
ኣብ ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ ማእኸል ኦርቶ-ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣካል ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝገብሮም ሕክምናዊን ቑሳውን ደገፋት ኣብ ከተማ መቐለ ኣብ ክሊ ኣረጋውያን እኖታት ጠመተ ገይሩ

ግልጋሎት ሕክምናን ዕደላ ናውቲ ኣካላዊ ደገፍን
June 4, 2026
No Comments
ማእኸል ኦርቶ-ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብ ስራሕ ዘመን 2018 ዓ/ም ብትልሚ ከሳልጦም ካብ ዝሓዞም ስራሕቲ ኣብቶም ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ንኣባለቱ ንሃብ ዝተፈላለዩ ሕክምናዊ ግልጋሎታትን ደገፍ ናውትታት ኣካለዊ

ዕደላ መስርሒ ገዛ መሬት ንኣባላት
June 3, 2026
No Comments
ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግራይ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ፀገማት ኣባላቱ ንምቅላል ኣብ ዝሰርሖም ስራሕቲ ምስ ምምሕዳር ዞባታት፣ ከተማታትን ወረዳታትን ብምዝርራብ ኣባላቱ ንመስርሒ መንበሪ ገዛ ዝኸውን መሬት ክረኽቡ

ግልጋሎት ነፃ ሕክምና ኣካላዊ ድጋፍ ኣብ ሕክምና ማእኸል ኦርቶ-ፊዝዮቴራፒ መቐለ ንኣባላት
June 2, 2026
No Comments
ማእኸል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ መቐለ ኣብቶም ዝሓለፉ 9 ኣዋርሕ ን442 ኣባላት ማሕበር ጉዱኣት ኩናት ትግራይ ነፃ ግልጋሎት ሕክምና ኣካላዊ ተሃድሶ ከምዝሃበ ኣፍሉጡ። እዚ ዝተገለፀ ማእኸል ኦርቶ-ፊዝዮቴራፒ

ነፃ ዕድል ትምህርቲ ንደቂ ኣባላት
June 1, 2026
No Comments
ቤት ትምህርቲ ኒኮላስ ሮቢንሰን ኣብ ዘመነ ትምህርቲ 2018 ን1145 ደቂ ኣባላት ማሕበር ጉድኣት ዂናት ትግራይ ነፃ ዕድል ትምህርቲ ሂቡ። እዚ ዝተገለፀ እቲ ቤት ትምህርቲ ፀብፃብ

ግዝያዊ ድጋፍ ንተመዛበልቲ
May 29, 2026
No Comments
ማሕበር ጉዱኣት ኲናት ትግራይ ማሕበረ ኢኮኖምያዊ ፀገማት ኣባላቱ ንምቅላል ኣብ ዝሰርሖም ስራሕቲ ካብ መረበቶም ተመዛቢሎም ኣብ ከቢድ ናብራ ንዝርከቡ 2,289 ጉዱኣት ኣባላቱ ናይ 8 ወርሒ